ኣቱም! ሰባት መን ኮን’ዩ ጭንቀቱ ሰማይ ዝዒረገ? ኢሳያስ ኣስፍሃ።

ኣቱም! ሰባት መን ኮን’ዩ ጭንቀቱ ሰማይ ዝዒረገ?

ኩሌና ከም ዝተዒ዗ብናዮ ኣብዚ ዝሓሇፈ ቅንያት ብሰንኪ’ቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰሊት ኤርትራ: ንዒመታት ኣብ ሌዕሉ ኤርትራውያን ክፍጸም ናይ ዝጸንሐ በዯሊትን ግህሰት ሰብኣዊ መሰሊትን ኣመሌኪታ: ኣብ መበሌ 29 ስሩዕ ዋዕሊ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰሊት ን዗ቕረበቶ ርጡብ መጽናዕቲ መሰረት ዝገበረ ጸብጻብ: ብወገኑ እቲ መጋባኣያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰሊት ሕቡራት ሃገራት ነቲ ” ኤርትራ ብሕጊ ዗ይኮነ ብራዕዱ እትምሓዯር ሃገር ኢያ” ክብሌ ንዝቐረበለ ብመርትዖታት ዝተሰነየ ዒሚቕ ጸብጻብ ኮሚሽን ብዕትበት ድሕሪ ምርኣዩን ምስምዐን ብምለእ ድምጺ ናይ ተጋባእቱ ብዝተዯገፈ ታሪኻዊ ዒሇም ሇኻዊ ናይ ዗ተ ቅኒያት ኣብ ሌዕሉ ምምባሩ ታሪኻውን ፍትሓውን ውሳነ’ውን ኣሕሉፉ’ል።

ኣብ ከምዚ ኩነታት ማዕረ ማዕሪኡ ክኣ ኣረጋውያን ዝበዝሕዎም ቁሩብ ቁራቦ ዯገፍቲ ህግዯፍ ነቲ ኣብ ሌዕሉ ህግዯፍን” ውሌቀ መሊኺ መራሒኦም ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣንጠጥዩ ዗ል ናይ ሞት ሰርቢ ያእዪ ክቕንጥጡ: ኣብ ዕሇት 22 ሰነ 2015 ከእውዩን ከሌቅሱን ከም ዝወዒለ ርኢንኣዮም ኣሇና። ብኣንጻሩ ክኣ ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበ ጸብጻብ ንቕንዐነቱን ሓቅነቱን ዝድግፍ ብዯሇይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዝተወዯበ ኣብ ታሪኽ ተቓውሞ ኤርትራ ብዒይነቱን ብዝሒ ተሳተፍቱን ዝተፈሇየ ብማዕበሌ”ሱናሚ” ተባሂለ ዝተጸውዏ ዕዉት ሰሇማዊ ሰሌፊ ተኻይደ ኢዩ። ብድሕሪ’ዚ እቲ ኩነታት ናበይ ገጹ ከም ዗ምርሕ ድሮ ኣመት ሂቡ’ል። እዚ ማሇት ናብ ግብራዊ ስጉምትን ፍርድን ከም ዝኽየድ ፍጹም ዗ጠራጥር ኣይኮነን። ከምኡ ስሇ ዝኾነ እምብኣር’ዩ “ጭንቀቶም ሰማይ ስሇ ዝዒረገ” ይብሌ’ተረኸበ እቲ ጽለሌ መራሒኦም ውሌቀ መሊኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ’ሞ: ሕጂ ኸ ድኣ መን ኮን’ዩ ጭንቀቱ ሰማይ! ዝዒረገ? ዝብሌ ሕቶ ከነሌዕሌ ግቡእ እመስሇና: ምኽኒያቱ ኣብ ጽባሕ እቲ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰሊት ኣብ ጉዲይ ኤርትራ ዝሃቦ ዕቱብ ውሳነ: እንሆ ማይ ዗ይጥዒመ ወረ ንሰምዕ ኣሇና’ሞ እስከ ሃየ! ካብዚ ጭንቀት ዝተዒዛ዗ሮ ተግባራት ጃንዲ ህግዯፍ ገሇ ክንብሇኩም።

ስርዒት ህግዯፍ ዕድመ ስሌጣኑ ኣብ ሓዯጋ ትወድቕ ከም ዗ሊ ጽቡቕ ጌሩ ብምስትብሃሌ ከምቲ ቀዯም ስሌጣኑ ንምንዋሕ ሃየ! ናይ ዶብ ጉዲይ’ባ: ሃየ! ኣብ ኣይ ሰሊም ኣይ ኩናት ኢና ዗ሇና ዝብሊ: እተን ዝበሇያ ኣዯናገርትን ጊዜ በሊዕትን ምኽኒያታት’ ውን ስሇ ዝተጸንቀቖኦ: እንታይ ክኣሌም ምዃኑ’ኳ እንተ዗ይተፈሌጠ ንወይጦታት ተሊኣኣኽቱ ንሱ ግን “ዱፕልማት” ዝብልም ብህጹጽ ኣብ ኣስመራ ክርከቡ ከም ዗ሇዎም ቀጢን ትእዛዝ ኣሕሉፉስ ድሮ’ኳ ካብ ዒዱ እንግሉዝ ኣምባሳዯር እስቲፋኖስ ሃብተማርያም (ወዱ በሊዑ ጣዕዋ)ን እቲ ብወስሇትሇቱ ዝፍሇጥ ሓሊፊ ቆንስሊዊ ቤት ጽሕፈት ዝብሃሌ ሱላማን ሓሰን ( ሱላማን ማንጁስ) ተበጊሶም ኣስመራ ከም ዝርከቡ ክፍሇጥ ተኻኢለ’ል። ምስዚ ብዝተኣሳሰረ ዜና ህግዯፍ ገና ሕጂ’ውን ነቲ ግሩህ ህዝቢ ንኸዯናግሩ ብስም “ሌምዒት ብጽንዒት” ዝብሌ መታሇሌን ዗ይትግበርን ጭርሖ ንዕሇት 25-26 ሓምሇ 2015 ኣብ ልንዶን ዒባይ ብርጣንያ ፈስቲቫሌ ይጽውዐ’ሇዉ። በዚ ኣጋጣሚ ነቶም ብግርህና ኣብ ዲሳትን ፈስቲቫሊትን እዚ ኣረሜን ስርዒት እናተሳተፍኩም ብዋጋ እቲ ግዲይ ግፍዐን ዒፈናኡን ዝኾኑ ዗ሇዉ ህዝብኹም ስቓዩ ንምንዋሕ ጁባ ቀታሉኦም ዝኾነ ጃንዲ ህ.ግ.ዯ.ፍ ተህጥሩ ዗ሇኹም ዒገብ ክንብሇኩም ንዯሉ: ምኽኒያቱ ” እዛ ግዋ ግዋ ኢያ እዛ መሬት ክኣ መሲያ ኢያ” ኢዩ ነገሩ። ስሇዚ ጽባሕ ክወግሕ’ዩ እቲ ምጽብጻብ ክኣ ዗ይተርፍ ኢዩ’ሞ ኣብ እዋን ዕርበቶም ሇኻኺሞምኹም ከይጠፍኡ ሌቢ ምዕባይ ከድሉየኩም ኢዩ። ካሌእ’ ውን በዚ ኣጋጣሚ ከነሕሌፎ ንዯሉ መሌእኽቲ እንተል ኩለኹም ኣብ ዒዱ እንግሉዝ እትርከቡ ዯሇይቲ ፍትሒ ድማ: ኣብ ቀጽሪ’ዛ ተዲሉያ ዗ሊ ዲስ ጥፍኣት ፈስቲቫሌ ጃንዲ ህግዯፍ ብኣካሌ ተረኺብኩም ዲግማይ ታሪኽ ጄኔቫ ክትሰርሑን ቅስሚ ህግዯፍ ክትሰብሩን ንጽውዒኩም። ንተወሳኺ መተሓሳሰቢ ዯጊም እዋኑ እዋን ፍሇ ፍሇ ስሇ ዝኾነ: ማሇት መን ምስ መሊኺ: መን ምስ ዯሇይ ፍትሒ ዝጉሇሇለን ዝንፈየለን እዋን ኢዩ’ሞ ኩሌኹም ዯሇይቲ ፍትሒ ነዚ ኣቐዱሙ ዝተነግረ ምኽሪ ሸሇሌ ብምባሌ “ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና” ኢልም ናብ ዲስ ጥፍኣት ምሳኻ ሞትና ዝብለ እንተተረኺቦም ምስሌታቶም ካብ ምስናድ ከይትበኹሩ። እቲ ምንታይ ኣብ ዒዱ ዯሞክራሲ መሰልም ተሓሉይልም እንዲ ነበሩ ነቲ ብዒሇም ዯረጃ ጸረ ዯሞክራሲያውን ሰብኣውን መሰሊት ብምዃኑ ዝኹነንን ዝውገዝን ዗ል ዒፋኒ ስርዒት ብምድጋፎም ንሶም’ውን ማዕረ ማዕረኡ ተሓተቲ ስሇ ዗ግብሮም ናብ ሕጊ ንምቕራቦም ፍጹም ሸሇሌ ክብሃለ ስሇ ዗ይብልም ኢዩ። ኣብ መዯምዯምታ ኩሌኹም ዯሇይቲ ፍትሒ እዚ እዋን እዋንና: እዚ ቀውዑ ኽኣ ቀውዕና እናኾነ ይመጽእ ኣል’ሞ: ኩለ ገዱፍና ናይ ሓባር ወፈራና ከነሐይሌን ከነዕውትን መማዕጺድና ከነዲለን ብምትሕስሳብ “ሆ! እዚኣ እንታይ ኣሊታ ንእሽቶይ ተሪፋታ” እንዲበሌና ገላና ጎኖኽቲ እንዲእቲ ገላና ቀማሚጦ ሰራሕቲ ብምዃን ምህርትና ካብ ዒውድና ቅጽጽ ናብ ቆፎና።

዗መነ ምሌኪ ንኸብቅዕ ብሓድነት ሓይሌና ነተርንዕ!

ኢሳያስ ኣስፍሃ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *