ኣዲስ ኣበባ – ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝን ላዕለዎት ሓጋግቲ ሕጊ ኣመሪካን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ህጹጽ ምንቅስቓስ ክግበር ጻውዒት ኣቕሪቦም ኣዲስ ኣበባ ኣስመራ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ትግራይ “ምሉእ ብምሉእ ወራር” ከም ዝገበረት ድሕሪ ምኽሳሳ ንገዛእ ርእሳ ክትከላኸለላ ምዃና ኣጠንቀቐት