ኣብ መወዳእታ ሓምለ ካብ 70,000 ክሳዕ 80,000 ዝዀኑ ሰባት ካብ ጐረቤት ሞሮኮ ናብቲ ኸባቢ ሰጊሮም እዮም። መብዛሕትኦም ካብቲ ግዜ እቲ ኣትሒዞም ወጺኦም እኳ እንተ ነበሩ ጂሜኔዝ ግን ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት እንተላይ ብዙሓት ቈልዑ ኣብ ሴውታ ከም ዘለዉ ገለጸ።