እቲ ንነዊሕ እዋን ነታ ሃገር ካብ ምዕልቕላቕ ማይ ንምዕቋብን ቀረብ ማይን ኤለክትሪክን ከም ዘዕቍብን ዚእመነሉ ላዕለዋይ ግድብ ኣስዋን ግብጺ ካብ ከበሳታት ኢትዮጵያ ዚመጽእ ረሳሕ ብምሓዝ ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ኣከባብያዊ ብልሽውና ኣስዒቡ ኸም ዘሎ ታይምስ ኦቭ ኢንዲያ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ስነ-ፍልጠታዊ መጽናዕትታት ተገሊጹ ኣሎ።