Egypt accepts US invitation for meeting over Ethiopia dam dispute ግብጺ ብዛዕባ ግድብ ኢትዮጵያ ንኽትራኸብ ዘቕረበቶ ጻውዒት ተቐቢላቶ

https://www.aljazeera.com/news/2019/10/23/egypt-accepts-us-invitation-for-meeting-over-ethiopia-dam-dispute

መንግስቲ ግብጺ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሰማያዊ ኒል ኢትዮጵያ ዝርከብ ገዚፍ ናይ ሃይድሮ ኤለክትሪክ ግድብ ንምህናጽ ኣከራኻሪ ፕሮጀክት ሚኒስተራት ወጻኢ ሃገር ንኽካየድ ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝቐረበ ጻውዒት ከም እተቐበለቶ ገሊጹ።

ኣኼባ ሚኒስተራት ወጻኢ ግብጽ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብቐጥታ በቲ ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዝተተንከፉ ሰለስተ ሃገራት ኣብ ዋሽንግተን ክካየድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ወጻኢ ግብጺ ረቡዕ ሓቢሩ። እቲ ዝርርብ ዝካየደሉ ዕለት ወይ ካልኦት ሃገራት ክሳተፋ ተሰማሚዐን እንተ ዀይነን ኣይገለጸን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *