እቲ ብህወሓት ዝተመልሰ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ ዝርርብ ነጺግዎ መንግስቲ ዞባ ትግራይ ኰነ ህዝቢ ትግራይ ኣብቲ “ግሉልን ተቐባልነት ዘይብሉን ” ዝርርብ ከም ዘይውከሉ ገሊጹ።