WCC extends condolences in wake of attack in Ethiopia ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሓዘኖም ገሊጾም

https://www.oikoumene.org/news/wcc-extends-condolences-in-wake-of-attack-in-ethiopia

ዋና ጸሓፊ ዓለምለኻዊ ቤት ምኽሪ ኣብያተ-ክርስትያን (WCC) ቄስ ፕሮፌሰር ዶክተር ጄሪ ፒላይ ናብ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ተዋሄዶ ኣብ ዝጸሓፋ ደብዳበ ድሕሪ እቲ ኣብ ዞባ ኣርሲ ኢትዮጵያ ብውሕዱ 20 ኣባላት ቤተ-ክርስትያን ተዋሄዶ ዝርከብዎም ሰባት ዝቐተለ መጥቃዕቲ ሓዘኑን ሓድነትን ገሊጹ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *