ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ
ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015
ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡
ንቀዳም 17 ጥቅምቲ ኣብ 55 South State Ave. Indianapolis Indiana
ሰዓት 3፡00ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ነማሕጽን።
ብደሓን ምጹ ኣካያዲት ሽማግለ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን
ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን።
gerger.com