ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ Hotel Reservation info

 

 

ናይ ሆቴል ሓበሬታ ንተሳተፈቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ

ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ንክትሳተፉ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ንእትመጹ ኣጋይሽ ናብዚ ዝስዕብ ተጠቂሱ ዘሎ ሆቴል ስልኪ ደዊልኩም መሕደሪ ክፍሊ ክትሕዙ ከም ትእክሉ ነተሓሳሰብ፡፡

Hotel Name: LAGUARDIA PLAZA

HOTEL Hotel Contact: HELENA GLOSNICKA

Hotel Phone: (718) 457-6300

Group Name: Eritrea for Justice

Room Rate: $159.00 Plus Tax (Premium w/2 Queen Beds)

Check in date Wednesday 10/28/2015 Checkout date Friday 10/30/15

Address: 104-04 Ditmars Blvd. East Elmhurst, NY 11369

ንተወሳኺ ሓበሬታ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቂሶም ሰባት ክትድውሉ ከምትክእሉ ነዘካክር፧

ሃይለ ጸጋይ (ዓረመረም) 646 919 6847

ተክኣ ዮውሃንስ 347 249 4699

ዛይድ ተስፋማርያም 718 696 7219 ብድሓን ምጹ!

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *