ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ምምሕዳር ዞባ ኤውሮጳ ጨንፈር ካስል Eritrean National Council for Democratic Change Administration of Europe Zone Branch of Kassel ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ካስልን ከባቢኣን ጀርመን ንቀዳም ዕለት 25.04.2015 ካብ ሰዓት 14.00-17.00 ንኡስ ጨንፈር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለዊጢ ካስልን ከባቢኣን ብህልዊ ፓሊቲካዊ ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ ክንመያየጥ ስለዝኾና ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ካስልን ከባቢኣን ዝቅመጥ ብሃገራዊ ባይቶ ዝግደስን ሓባራዊ ቃልሲ ደንበ ተቃዉሞ ዝድግፍን ክሳተፎ ጻዊዒትና ነቅርብ፡፡
ኣጀንዳ፡
1. ሰላምታ
2. ሓበሬታ
3. ሰነዳት ካብ ኣሰናዳኢተ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ
4. ኩነታት ኣካያዲት ሽማግለ ጨንፈር ጀርመን
5. ጸብጻብ ወርሓዊ ውጽኢት ንኡስ ጨንፈር ካስል
6. ዝተፈላለየ ቦታ፡
ክለብ ማሕበረሰብ ደለይቲ ፍትሒ
ብዳሓን ምጹ
ሽማግለ ካስልን ከባቢኣን 14.04.2015