ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية ERITREAN NATIONAL SALVATION
FRONT – HIDRI
ርሑስ በዓል ልደት! ንኣመንቲ ክርስትና ህዝበ-ሓበሻ!! ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞና አውሮጳ፡ እንቋዕ ናብ ኩቡር በዓል ልደት በሰላም ኣብጸሓኩም ብምባል፡ ዘለዎ ሰናይ ድልየት ንህዝበ ክርስትያን ብሓፈሻ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ብፍላይ ዘለዎ ሰናይ መልእኽቱ ከመሓላልፍ ይፈቱ። ከምቲ ካብ ጥንቲ ሓው ዝኾነ ህዝቢ፡ ክርስትያኑን እስላሙን ብምክብባርን ምፍቕቓርን ንናይ ክልቲኡ ዓበይቲ ሃይማኖታት ሃገርና ብዘይ ኣፈላላይን ብናይ ሓባር ደስታን ፈንጠዝያን ከሕልፎ ዝጸንሐ፡ ሎም’ዘመን እንተኾነ’ውን ከም ቀደሙ ብሰላምን ተሓቛቚፉን ንኸሕልፎ፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፡ ዘለዎ ሰናይ ምንዮቱ ደጊሙ ይገልጽ። እግዚኣብሄር ድማ! ኣብ በረኻን ስደትን ዘሎና ፍጡራቱ ብሓባር፡ ኣኻኺቡ ኣብ ሃገርና ሰለማዊን ውሑስን
http://gereger.com/data/media/IC2UTW.pdf