“ሪፖርታጅ”ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)

ሰለስተ (3) ውድባት ነበር ማለት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ (ውሓኤፍ)፡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ሓዲለ)፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ኣብ ዕለት 28 ለካቲት 2021 ሓድነት ገይረን ውድብ ሓድነት ኤትራውያን ብዝብል ስም ሓደ ውድብ ከም ዘቖማ ብናይ ሓባር መግለጺ ንኹሉ ተነጊሩ ከም ዝነበረ ዝዝከር እዩ። ማእከላይ ባይቶ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ) ክሳብ ጉባኤ ዘብጽሑ ግዝያውያን […]