ክቡራንን ክቡራትን ሰማዕቲ ፡ ጽሕፍተይ ብሓደ ኣብዚ ክገልጾ ኣገዳሲ ዘይረኽቦ መኽንያት ስለዝተዓናቐፈት ኣብቲ ክትቀርበሉ ዝግበኣ ጊዜ ብገለ መዓልታት ድሒራ ትቐርብ እኒሃ ። ካብ ዘይተገመተ ዕንቅፋት ይሓልወና !!! እቲ “ወዲ ገብሩ“ ብእትብል ሳጓ እትፍለጥ ውሩይን ተባዕን ልዕሊ ኩሉ ከኣ ተዋዛያይ ድምጻዊ ተኽልኪኤል ገብሩ ብ1950 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ዓዱ ዕነ ናላይ ድንበዛን ሓማሴን ተወሊዱ ። ብ 24.08.2021 ዓ.ም.ፈ. […]
From Nobel laureate to global pariah: How the world got Abiy Ahmed and Ethiopia so wrong (ካብ ተሸላሚ ኖበል ኣትሒዙ ኽሳዕ ዓለምለኻዊ መሲህ – ዓለም ንኣቢ ኣሃምድን ኢትዮጵያን ክሳዕ ክንድዚ ጌጋ ዝዀነትሉ መገዲ)
https://www.cnn.com/2021/09/07/africa/abiy-ahmed-ethiopia-tigray-conflict-cmd-intl/index.html
Sudan investigating weapons flown in from Ethiopia -state news agency ናይ ኢትዮጵያ ኣጽዋር ዝሐዘት ነፋሪት ናብ ሱዳን ኣትያ ኣብ መርመራ ይርከብ
5 መስከረም (ሮይተር) – ሱዳን ሰበ – ስልጣን ካብ ኢትዮጵያ ብነፋሪት ዝመጸ 72 ሳጹናት ኣጽዋር ዝሓዘ ጽዕነት መንዚዖም ከም ዝወሰዱ እሞ “ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዝፍጸም ገበን ” ክጥቀሙሉ ምዃኖም ከም ዝጠርጠሩ ሰንበት ጸብጻብ ሃበ ። እቲ ምልኣኽ በቲ ንመንግስቲ ፕረዚደንት ነበር ኦማር ኣል-ባሺር ኬፍርሶ እተመዘዘ ኮሚተ ይምርመር ኣሎ እዚ ኮሚተ እዚ ድሕሪ እቲ ህቡብ ናዕቢ […]
ሱዳን ካታርን ድሕሪ ሓጺር እዋን ብሓባር ወተሃደራዊ ልምምድ ክትገብር ሙኻነን ገሊጸን
4 መስከረም 2021 (ካርቶም) – ሰራዊት ሱዳንን ካታሪን ድሕሪ ሓጺር እዋን ብሓባር ወተሃደራዊ ልምምድ ክገብሩ ምዃኖም ወተሃደራዊ መራኸቢ ብዙሓን ቀዳም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ገለጸ ። ቀዳም ሓለቓ ሰራዊት ሱዳን ዝነበረ መሓመድ ዑስማን ኣል-ሁሲን ካብ ዶሃ ምስ ተመልሰ ምስ ወተሃደራት ካታሪ ዝርርብ ገበረ። ወተሃደራዊ መራኸቢ ብዙሓን ኣል-ሁሲን “ናብ መንግስቲ ካታር ዕዉት ምብጻሕ ከም ዝገበረ” ገለጸ። እቲ […]
Soldiers detain Guinea’s president, dissolve government ናይ ጊኒ ፕረሲደንት ኣብ ትሕቲ ወተሃደርዊ ቁጽጽር እታ ሀገር ውዒሉ።
https://apnews.com/article/africa-guinea-army-government-dissolved-214f607402a533c581bbd7ef91d5bb0f
ፖለቲካውያን ሐይልታት ኤርትራ ጽምብል መስከረም 1.
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2021/1908ELF21-01AT.pdf
Commemorate the 60th year anniversary of Eritrean arm straggle 1961
The U.S. Needs Sharper Tools to Stop the War in Ethiopia ሕቡራት ኣመሪካ ከቢድ ማዕቀብ ክትህብ ንኢትዮጵያ ናይ ዓለም ዜናታት ይሐታ ኣለዋ።
https://www.worldpoliticsreview.com/articles/29920/the-u-s-needs-sharper-tools-to-stop-the-tigray-war
US sanctions Eritrean general over rights abuses in Ethiopia
https://www.aljazeera.com/economy/2021/8/23/us-sanctions-eritrean-general-over-rights-abuses-in-ethiopia
ዩኤንኤችሲኣር 55 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ትግራይ ናብ ክልል ዓፋር ከምዘግዓዘ ገሊጹ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-58278100