Rebecca Tinsley – writing on ICN – raises the risk of ethnic cleansing facing Armenians along with minorities in Ethiopia and Cameroon,

https://www.davidalton.net/2022/12/06/rebecca-tinsley-writing-on-icn-raises-the-risk-of-ethnic-cleansing-facing-armenians-along-with-minorities-in-ethiopia-and-cameroon-fears-addressed-in-a-200-page-legal-submission-being-highlighted/

ዘሕዝንን ዘነውርን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ን25 ዓመት ዘገልገለ ናይ ኤርትራውያን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣብ ዳላስ ፎትዎርዝ ብለይቲ ታቦት ሰሪቆም።

ኣብ ዳላስ ፎርትወርዝ (Dallas Forthworth)መድሃኒኣለም ኦርቶሆዶክ ናይ ኤርትራውያን ቤተክርስትያን ንብረት ማለት ኩቡር ታቦት ኣደይ ማርያምን መድሃኒኣለምን ኩሉ ናይ ካህናት ጸንጽል ብደገፍቲ ህግደፍ ብለይቲ ኣጸልሚቶም ከውታ ለይቲ ሰዓት 1፡00 ሰሪቆሞ ካብቶም ዝተሳተፈ ሰብ ቀንዲ ተዋሳኢሙስየ ዝባሃል ሐላፊን ቀሺ ሰለሙን ቀሺ ፍጹም ኢዮም ነዛ ቤተክርስትያን ናብ ስርቂ ብለይቲ ዝተዋፈሩ ኢብል ካብቶም መሰኻኽር ሐደ ካቦኦም ተባዕ የማነ ባርያ […]