ዕዉት ካላኣይ ዋዕላ ኤርትራውያን ብርጌድ ንሐመዱ ኣብ ጀርመን ተዛዚሙ

ኤርትራውያን ብርጌድ ንሐመዱ ነበርቲ ኣብ ጀርመን ነቲ ማሕለኻ ናይ ቃልሲ ሰጊሩ ዕዉት ካላኣይ ዋዕላ ኣብ ግብሪ ኣመስኪሩ።መንእሰይ ነቲ ዋዕላ ንምስታፍ ካብ ርሑቅን ቀረባን ብነፈርትን ባቡርን ተጓዒዙ ነቲ ዝነበረ ክሌማ ቀዛሒ ቁርን ማይን ሰጊሩ ነቲ ዝሐሰብዎን ዝመደቡዎን ዋዕላ ንምስታፍ ክውሕዝ ተራእዩ ፡መንእሰይ ብብዝሒ ስለ ዝመጸ ካብቲ ዝተሐስበ ቁጽሪ ተሳተፍቲ በዚሖም ኣብ ደገ ከይተረፈ መሊኡ ከምዝነበረ መድያታት […]

RSF ወተሀደራት ሱዳን ኣብ ገዳርፍ ኣጽዋር ዝጸዓና መራክብ ተቆጻጺሩ

ኣብ 12/12/2023 ናይ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሐ ወተሀደራዊ ሐበሬታ ከምዝሀቦ ኣብ ገዳርፍ ደቡባዊ ምብራቅ ሱዳን ብሐገዝ ናይ RSF ክልተ ብረት ዝጸዓና ጀላቡ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምዘውዓለ ይግለጽ።እዚ ኻኣ ኣብ ማያት ሰቲት ኣትባራ ከምዝኾነ ገሊጾም ነዚ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ንምውዓል ወተሀደራት ናይ ሱዳን ኣድቢዮም ብምጽናሕ ትኽሲ ከምዝተታኮሱ ነተን መራኽብ ውን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሎመን።ከምቲ ናይ ሱዳን ኣዘዝቲ ስለያ […]

53 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ምክልካል ተጻዒኖም ክሰግሩ ናብ ኬንያ ተታሒዞም።

ኣብ ዞባ ኣሌ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ መኪና ተጻዒኖም ናብ ኬንያ ዝጓዓዙ ዝነበሩ 53 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም  ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዞባ አሌ እቶም ስደተኛታት 53 ኤርትራውያን ሙኻኖም ኣፍሊጦም።እቶም ኤርትራውያን ብሕዳር 16/2023 ኣብ ትሕቲ ቀይዱ ከማዛኣትዉ እቲ ናቲ ዞባ ምምሕዳር ገሊጹ።እቶም ሰደተኛታት ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑት ዘለውዎም ኮይኖም ካብ ኣዲስ […]