Human Rights Day: The true cost of your electronic devices For International Human Rights Day

Bandi Mbubi, the founder of Congo Calling, explains why both the public and the companies that make electronics should pay attention to how the minerals used in consumer electronics are mined and traded. Everyone reading this essay has a personal connection to the civil war in the Democratic Republic of the Congo.That’s because four minerals […]

Denmark: Eritrea Immigration Report Deeply Flawed European Governments Should Rely on UN Reports, Support UN Inquiry DECEMBER 17, 2014

Migrants wait aboard a navy ship before being disembarked in the Sicilian harbor of Augusta, June 1, 2014. Some 43,000 people have crossed from North Africa to Italy so far this year, the same number as in the whole of 2013, the coastguard said. ©REUTERS/Antonio The Danish report seems more like a political effort to […]

እስከ ንትዓዘብ ከባብና እዚ ሽፉን ዓለም ውሽጡ ዘይተፈልጠ …ብርሃነ ተስፋይ . ኢ ሃገር ጀርመን. 12/17/2014

እስከ ንትዓዘብ ከባብና እዚ ሽፉን ዓለም ውሽጡ ዘይተፈልጠ ከምዓባስ ትም ኢሉ ከይዛረብ ዘስቀጠ ምስ“ዚ ኩሉ ጉደ ምስቲ ገዚፍ ዕላጁ ምስ ኩሉ ገበኑ ምስቲ ሓንጀመንጁ ጥዑምን ምቁርን መታለሊ አዋጁ ብዯገ ዘብለጭልጭ ንውሽጡ ገዱፉ ናይዛ ዓለም ፍርዱ ኾይኑዎ ድዩ ማሲኑ ወይስ ጥርዓን ድቂ ሰባት“ዩ ሰማዒ ሲኢኑ አለው ቡዙሓት ሕማቃት ኪኢላታት ዝመስሉ ንቡዙሓት ጥዑያት ለኪሞም ዝዓንው ውሽጥም ዘይተፈልጠ […]

ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ ርድኢትን ተራን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሚሽን መርማሪት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት (UN Commission of Inquiry on Eritrea) 12/18/2014

መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ Network of Eritrean Civil Societies in Europe (NECSEurope) 1214 Vernier – Geneva – Switzerland – EritreanCivicOrg@yahoo.com ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ ርድኢትን ተራን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሚሽን መርማሪት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት (UN Commission of Inquiry on Eritrea) ክቡራት ነበብቲ፡ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ (መ.ኤ.ሲ.ማ.- ኤውሮጳ)፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ነጊሱ፡ […]

ሓንጸጽቲ ፖሊስ ጉዳያት ወጻኢ ኤውሮጳ ኣብ ግምት ከእትውዎ ዝግበኦም ጉዳይ ምንጪ ገዳብ ኒውስ

ትርጉም፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ገለ ሰባት ንፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ኤውሮጳ ኣመልኪቶም ክግምግሙ እንከለው፡ ነዚ ፖሊሲ ከም “ሓዲስ መግዛእቲ” ጌሮም ‘ዮም ዝሪእዎን ዝዛረብሉን። ብኣንጻሩ ከኣ ገለ ሰባት ነዚ ርእይቶ ፈጺሞም ኣይቅበልዎን። ንርእሶም ከም ወድዓውያን ጌሮም ብምውሳድ ከኣ ነዚ “ሓድሽ መግዛእቲ” ዝበሃል ዘረባ ዘይቅቡል ዕላምኡ ዝሰሓተ፡ ዘይትስፍው ክብሉ ይገልጽዎ።ዝኾነ ኮይኑ ኤውሮጳ ኣብ’ቲ ናብ ኣፍሪቃ […]

ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ!

ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ! እቲ ኣርእስቲ ከይነውሕ እናተሓሰበ ይቆራረጽ ከምዘሎ ኣብ ግምት ከተእትዉለይ እናተተስፈኹ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እቲ ድምጺ ኤረና ዘቕረበትልና ዛንታ ናይቲ ንኡስ ፖለቲከኛ ሰሚዕና ብሰበብ ናይቲ ምስጡር ግፋ ከምዝነፍጽ ኢና ተዓዚብና። ግፋ ከኣ ከም ጃምላዊ ሕፍ ሳ መጠን ዓላማኡን ኣተገባብራኡን እንተዘይኮይኑ ኣድላይነቱስ ኣይምተወገዘን። እንተኾነ […]

ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ!

ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ! እቲ ኣርእስቲ ከይነውሕ እናተሓሰበ ይቆራረጽ ከምዘሎ ኣብ ግምት ከተእትዉለይ እናተተስፈኹ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እቲ ድምጺ ኤረና ዘቕረበትልና ዛንታ ናይቲ ንኡስ ፖለቲከኛ ሰሚዕና ብሰበብ ናይቲ ምስጡር ግፋ ከምዝነፍጽ ኢና ተዓዚብና። ግፋ ከኣ ከም ጃምላዊ ሕፍ ሳ መጠን ዓላማኡን ኣተገባብራኡን እንተዘይኮይኑ ኣድላይነቱስ ኣይምተወገዘን። እንተኾነ […]