ትርጉም፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ገለ ሰባት ንፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ኤውሮጳ ኣመልኪቶም ክግምግሙ እንከለው፡ ነዚ ፖሊሲ ከም “ሓዲስ መግዛእቲ” ጌሮም ‘ዮም ዝሪእዎን ዝዛረብሉን። ብኣንጻሩ ከኣ ገለ ሰባት ነዚ ርእይቶ ፈጺሞም ኣይቅበልዎን። ንርእሶም ከም ወድዓውያን ጌሮም ብምውሳድ ከኣ ነዚ “ሓድሽ መግዛእቲ” ዝበሃል ዘረባ ዘይቅቡል ዕላምኡ ዝሰሓተ፡ ዘይትስፍው ክብሉ ይገልጽዎ።ዝኾነ ኮይኑ ኤውሮጳ ኣብ’ቲ ናብ ኣፍሪቃ […]
ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ!
ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ! እቲ ኣርእስቲ ከይነውሕ እናተሓሰበ ይቆራረጽ ከምዘሎ ኣብ ግምት ከተእትዉለይ እናተተስፈኹ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እቲ ድምጺ ኤረና ዘቕረበትልና ዛንታ ናይቲ ንኡስ ፖለቲከኛ ሰሚዕና ብሰበብ ናይቲ ምስጡር ግፋ ከምዝነፍጽ ኢና ተዓዚብና። ግፋ ከኣ ከም ጃምላዊ ሕፍ ሳ መጠን ዓላማኡን ኣተገባብራኡን እንተዘይኮይኑ ኣድላይነቱስ ኣይምተወገዘን። እንተኾነ […]