ሕቶ ብሄር ብዓይኒ ፖለቲካዊ ደሞክራስን ተፈጥሮኣዊ መሰልን

ሕቶ ብሄር ብዓይኒ ፖለቲካዊ ደሞክራስን ተፈጥሮኣዊ መሰልን ደሞክራስያዊ ሕቶ ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ኣፈታትሓኡን ካብ ቅድሚ ኣማኢት ዓመታት ጀሚሩ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከዘራርብ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ ዛዕባ’ዩ። ብኸመይ መልክዕ ይግለጽ ካልእ ጉዳይ ኮይኑ: በቶም ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ዝለዓል ሕቶ፡ ሕቶ መሰል ሕቶ መንነት’ዩ። እቲ ዘዘራርብ ዘሰሓሕብ ምኽንያት እከለ ብሄር ወይ ብሄረ-ሰብ ኣካል ኣምሳልና ስለዝኾነ፡ ምስኡ ተዛሚድና ተዋሊድና ስለ ዝኾና፡ […]

ንመጀመርያ ግዜ ብጃላቡ ካብ ኤርትራ ንሱዳን ዝኣተዉ 32 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሰዋኪን ብኣባላት ኤሚግሬሽን ሱዳን ድሕሪ ምትሓዞም ናብ ኤርትራ ‘ክጥረዙ’ ስለዝተወሰነሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። By assenna on May 19, 2015

  ንመጀመርያ ግዜ ብጃላቡ ካብ ኤርትራ ተበጊሶም ዝሓለፈ ሰሙን ምብራቕ ሱዳን ዝኣተዉ፣ ሓደ ወዲ 6 ዓመት ቆልዓን 9 ደቀንስትዮን ዝርከባኦም 32 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኤሚግሬሽን ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ሰዋኪን ኣብ ዝርከብ ቤትፍርዲ ድሕሪ ምቕራቦም ናብ ኤርትራ ‘ክጥረዙ’ ስለዝተወሰነሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ፣ እቲ ብ ምትእትታው ኤምባሲ ስርዓት […]

ሎሚ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ዝሰምዓ ኤርትራዊ እንታይ ተሰሚዕዎ ክፈልጥ ኣይኽእልን።

ሎሚ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ዝሰምዓ ኤርትራዊ እንታይ ተሰሚዕዎ ክፈልጥ ኣይኽእልን።ኣብ ኤርትራውያን ዘጋጥም ዘሎ ተደራራቢ ጸገማት ማእለያ ዘይብሉ እኻ እንተኾነ ሎሚ ሓንቲ ኢትዬጵያዊት ካብ የመን ናብ ሃገራ ዝተመልሰት ዝሃበቶ ለበዋ ግን ልቢ ዝትንክፍ እዩ ነይሩ። ንሕና ኢትዬጵያውያን መንግስትና ካብ ሞት ኣድሕንና እዩ።እንተኾነ ግን የሕዋተይ የዕርክተይ ኤርትራውያን ኣብ ጸገም ኣለው መንግስቲ ኢ/ያ እንትዝሕግዞም ጽብቅ ነይሩ ክትብል […]

Sahara desert gun battle yields drugs haul, says France 3 hours ago From the sectionAfric

  French and Nigerien forces have been working together to tackle militant Islamists The French army says it has seized 1.5 tonnes of drugs and a cache of weapons after stopping a convoy of militants in the desert in north-eastern Niger. Militants in two pickup trucks opened fire on French and Nigerien forces after refusing […]

15 ጀርመናውያን ምስ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም Radio Erena: 19 May 2015

  ብውሕዱ 15 ጀርመናውያን ኣብ ሶማል ምስ ዝመደበሩ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም ምህላዎም ኣብ ሙኒክ እትሕተም መጽሔት ‘ፎካስ’ ኣቃሊዓ።እታ መጽሔት ነዚ ዘቃልዐት፣ ፈደራላዊ ኣኽባር ሕጊ ጀርመን ኣብ ምዕራብ እታ ሃገር ኣብ እትርከብ ከተማ ቦን ዝምቕማጦም ሽዱሽተ ዜጋታት እታ ሃገር ምስ ኣልሸባብ ኢድ ከምዘለዎም ብምጥርጣር መርመራ ድሕሪ ምክያዱ’ያ።   ሓሙሽተ ካብቶም መርመራ ዝተኻየደሎም ሽዱሽተ ክሱሳት፣ ኣብ […]