Trump thanks Biden for ‘smooth transition’ in White House meeting ትራምፕ ንባይደን ኣብ ኣኼባ ዋይት ሃውስ ምስግጋር ንዝገበሮ ኣመስጊኑ

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ናብ ዋሽንግተን ተመሊሶም – ካብ ስልጣኖም ካብ ዝእለዩ ንደሓር ንፈለማ እዋን ናብ ዋይት ሃውስ ኣትዮም – ምስ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ብምርኻብ ንሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን ንምምልካት ዝዓለመ ስነ-ስርዓት። ትራምፕ፡ ፖለቲካ “ተሪር’ዩ” ክብል መልሲ ሂቡ፡ እንተኾነ ግን ነቲ ፕረዚደንት ስሉጥ ምስግጋር ኣመስጊኑ። “ደሓን መጻእኩም” መለሰ ባይደን። ካብ ሪፖርተራት ንዝቐረበሎም ጭድርታ ሕቶታት መልሲ […]

መንእሰይ ትዕግስቲ፡ ሰኑይ 4 ሕዳር 2024፡ወዲ 25 ዓመት ኣፍቃሪኣ ነበር መንእሰይ ትዕግስቲ፡ ሰኑይ 4 ሕዳር 2024፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ፡ናብ ዝነበረ ሩባ ብምውሳድ፡ ነቲ ኣርሜናዊ ስጉምቲ ድሕሪ ምፍጻም

https://www.facebook.com/share/p/159ViHzoun/

Three’s a crowd: Why Egypt’s and Somalia’s row with Ethiopia can embolden al-Shabaab ሰለስተ’ዩ ዕስለ: ግብጽን ሶማልያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ምትህልላኽ ስለምንታይ ንኣል-ሸባብ ክደፍሮ ይኽእል’ዩ።

https://ecfr.eu/article/threes-a-crowd-why-egypts-and-somalias-row-with-ethiopia-can-embolden-al-shabaab/

Persecution of Eritrean Jehovah’s Witnesses condemned by human rights experts ስደት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ዝተወገዘ

(RNS) — ኤርትራ ዜግነት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ እትስረዝ ድሕሪ 30 ዓመት፡ ኣህጉራውያን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት፡ ነቲ ሃገር ኣብ ልዕሊ’ቲ ሃይማኖታዊ ጉጅለ ዘካይዶ ዘሎ ስደት ብምኹናን፡ ብጌጋ ዝተኣስሩ እሱራት ክፍትሑ ይጣበቑ ኣለዉ። “ክሳብ ዝረኸብናዮ ዳሕረዋይ ሓበሬታ፡ 64 ኣምለኽቲ የሆዋ መሰኻኽር እምነቶም ብምፍጻሞም ኣብ ማእሰርቲ ይርከቡ” ክብል ክኢላ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ መሓመድ […]