ወዱ ገራህቱ ኣብ መንጎ ኣባሊት ህግዯፍ ዒዱ እንግሉዜ ዜጸፈዮ ዒሚቚ ጽሌኢ ሰማይ ዒሪጉ ።

  ኣብ ዴሮ እቲ ብሕቡራት ሃገራት ዜቖመት መርማሪት ኮሚሽን ሰወዱ ገራህቱ ኣብ መንጎ ኣባሊት ህግዯፍ ዒዱ እንግሉዜ ዜጸፈዮ ዒሚቚ ጽሌኢ ሰማይ ዒሪጉ ።ብኣዊ መሰሊት ኤርትራ፡ ‚ኤርትራ ብሕጊ ዗ይኮነ ብፍርሕን ራዕዴን እትመሓዯር ሃገር’ያ‛ ብምባሌ ዗ቕረበቶ ሰፊሕ ጸብጻብ፡ ኣምባሳዯር እስጢፋኖስ ሃብተማርያም (ወዱ በሊዑ ጣዕዋ) ናይቶም እሙናት ዜብሃለ ኣባሊትን ኣገሌገሌትን ህ.ግ.ዯ.ፍ ኣኼባ ከም ዜጸውዏ ይፍሇጥ። ወዱ በሊዑ ጣዕዋ […]

Eritrea calls UN accusations of rights violations unfounded By EDITH M. LEDERER | June 13, 2015 | 6:35 AM EDT

UNITED NATIONS (AP) — Eritrea’s foreign ministry is calling accusations by a U.N. commission that its government is responsible for systematic and widespread human rights violations and possible crimes against humanity “totally unfounded and devoid of merit.” A statement circulated Wednesday by Eritrea’s Mission to the United Nations called the claims “wild,” ”indecent hyperbole,” and […]

EFND News – Friday 12 June 2015 ዜና ድምጺ መድረኽ – ዓርቢ 12  ሰነ 2015

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ’ቶም ከም መጋበርያኡ ክጥቀመሎም ዝጸንሐ ማእከሎትን ላዕለዎትን ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ምእሳር ስጒምትታት ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ እቶም ከም መጋበርያኡ ክጥቀመሎም ዝጸንሐ ማእከሎትን ላዕለዎትን ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ምእሳር ስጒምትታት ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽሎ ከምዘሎ ምንጭታት ድምጺ መድረኽ ሓቢሮም። ኣብ ከባቢ ስፐይስ ዝመንበሪኦም ኮሎኔል ኣስራት በላይ (ወዲ […]

መራሒ ተቓዋሚ ውድብ ኩናማ ኤርትራ፡ ኣቶ ቀርነለዎስ ዕስማን ኣጋር ኣብ ክፍለ ግዝኣት መነሶታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ጉዳይ ኣቶ ቀርነለዎስ ካብ ግዝኣት መነሶታ ናብ ካልእ ግዝኣት ክዛወር ሕቶ ቐሪቡ`ሎ By voa 12/06/2015

 Kernelewos Osman Agar   መራሒ ተቓዋሚ ውድብ ኩናማ ኤርትራ፡  ኣቶ ቀርነለዎስ ዕስማን ኣጋር ኣብ ክፍለ ግዝኣት መነሶታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ፡ ሎሚ ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ሚንያፖሊስ ቀሪቡ ምንባሩ ካብ ቤት ጽሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ U.S ንምፍላጥ ተኻኢሉ። ኣቶ ቀርኒሎስ ዝተኸሰሰሉ ምድንጋር ቪዛ ዝብል ምዃኑ ቤት-ጽሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ St Paul ንቪኦኤ ብስልኪ ሓቢሩ`ሎ። ጉዳይ […]

Ethiopia: Eritrea’s Duplicity Cannot Be Concealed Tagged:

  The provocative and belligerent acts of the infantile regime in Asmara whose broad daylight acts of terrorism, brigandage, aggrandizement and wanton destruction and the incessant behaviour of resorting to brute force targeting its neighbouring countries and peoples directly or through its surrogate puppets since the very day of its inception as a nation speaks […]

Eritrea on UK Radar for Oil & Gas While Human Rights Abuses Ignored by West Sputnik News June 11, 2015

    According to a report in Oil Price.com “major discoveries in Uganda and Kenya, high-level production activities in Sudan and even exploration in war-torn Somalia,” as well as the North African country of “Eritrea should be on everyone’s radar.” The visit was followed up by UK based exploration and development company, Ortac Resources, which […]