ናይ ሎሚ ኣርእስተይ ነውጺ ማእከላይ ምስራቕን ሳዕቤናቱ ናበይ ክበጽሕ’ዩ ዝብል ትሕዝቶን ዘለዎ እዩ ክኸውን። ምስኡ ግን ሓፈሻውን ሓርፋፍ ገምጋማትን ምዝናቑ ኣይተርፍን። ዓለምና ቅድምን-ድሕርን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ፡ ብርክት ዝበሉ ደምሳሲ ኲናታት ኣስተኣናጊዳ እያ። ኣብ በቢእዋኑ ዝኽሰት ደምሳሲ ኲናታት፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ኣህዛብን ማእለያ ዘይብሉ ጥሪትን ክባዲሙ ግድን እዩ። ኣብነት ናይ ትማሊ ቀርዳማይን ካልኣይን ኲናት ዓለም ክውሰድ ይከኣል። […]
Petition Secretary-General of the United Nations Banki Ki – moon (secretary-General of the United Nation)
www.change.org/p/ban-ki-moon-a-call-for-action-to-stop-human-rights-abuses-in-eritrea
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዕግሽ-ግሽ ኣትዩ
ብሰንኪ ከቢድ ሕማም ውልቀ ምላኺ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ እቲ ስርዓተ መንገስታዊ ኣስራርሓን ኣስራርዓን ዘይ ጸንሖ ናይ ምልኪ ስርዓቱ ናብ ደንበርበሩን ዕግሽ-ግሹን ኣትዩ ምህላዉ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ስራዊት ሕድሪ) ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብሰንኪ ሑሉፍ ናይ ኣልኮል ወልፉ ብተደጋጋሚ ብሕማም ጸላም ከብዲ ክሳቐ ምጽኑሑን ካብ ሃገር ወጻኢ እንዳትንቀሳቐሰ ክሕከም ምጽንሑን […]
Report of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea
Wi’a Military Training Camp and Detention Facilities – 9 March 2015 www.ohchr.org/EN/HRBodies/HRC/CoIEritrea/Pages/ReportCoIEritrea.aspx
ኣኼባ ናይ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ፡ ደሞክራሲን፡ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።
ኩልና ኣብ ከተማ ሲያትልን፡ ከባቢኣን ፡ ንርከብ ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራሲን፡ ኤርትራውያን፡ኣብ’ቲ ኣብ 29 ጥቅምቲ , 2015 ዓ / ም/ ፈረንጂ ኣብ ቀጽሪ መጋባእያ ሕቡራት መንግስትታ ዓለም ተመዲቡ ዘሎ ናይ ሰላማዊ ሰልፊ መደብ ፡ ኩልና ብዘይ ሓደ ፍልልይ፡ ብብዙሕ ቁጽሪ ንኽንሳተፎ፡ ሃገራዊን ፡ ሞራላውን ግቡእና እዩ። ገለ ካብ’ቶም ናብ ኩሉ ሰማዒ ህዝቢ ዓለምን፡ ብፍላይ […]
ጋዜጣዊ መግለጺ ጨንፈር እስራኤል ሞት ሃብቶም ዘርኦም ሕጋዊ ምጽራይ ክግበረሉ ንጽውዕ።
www.gereger.com/data/media/Bhlxwv2kA.pdf
Sharp increase in number of Eritrean refugees and asylum-seekers in Europe, Ethiopia and Sudan by UNHCR-UN Refugee Agency
During the first ten months of 2014, the number of asylum-seekers in Europe from Eritrea has nearly tripled. In Ethiopia and Sudan, neighbouring Eritrea, the number of Eritrean refugees has also increased sharply. So far this year, nearly 37,000 Eritreans have sought refuge in Europe, compared to almost 13,000 during the same period last year. […]
እቲ ኣብ ካስል (ጀርመን) ዝተጸብሔ ናበይ በጽሔ? ቅልዕቲ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) – ሚላኖ.. ኢጣልያ ዕለት 16 – 10 – 2015
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1710GK5-03AT.pdf
ክትንበብ ዘለዋ ታሪኽ ሓዘል መጽሓፍ(ብኣቶ ግርማይ ኪዳነ) ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ
ክትንበብ ዘለዋ ታሪኽ ሓዘል መጽሓፍ(ብኣቶ ግርማይ ኪዳነ) ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ቅድሚ 4 ዓመት ኣቢሉ ብኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ዝተጻሕፈ ሓደ ሓተታ ምስ ኣንበብኩ ናይ ሓደ ሓበሬታዊ ዕጥቁ ዑሙቅ ዝበለ፤ ካብ ተጽዕኖታት ነጻ ዝኾነ ባእታ ጽሑፍ የንብብ ምህላወይ ምግንዛበይ ከይኣክል፤ዘይፈልጦ ግና ካብ ቀደም ክፈልጦ ዝግበኣኒ ዝነበረ ሓበሬታ ምስ ረኸብኩ ምስጋናን ነቀፌታን ብዝተሓዋወሶ ስምዒት ” ………….. በሉ […]
ሆስፒታል ሰንዓፈ ብምወላ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ከም ዝተሃነጸ ምንጭታት ኣፍሊጦም
ወራሪ ስርዓት ህግደፍ ንፕሮፖጋንዳዊ መጎስጎስን መራብሒ ጽልእን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ዘሎን ካብ ዝፈርስ ልዕሊ 15 ዓመት፡ ህንጸት ካብ ዝጅምር ድማ ልዕሊ 7 ዓመት ዝገበረ ሆስፒታል ሰንዓፈ፡ ብግዱሳት ተወለድቲ እቲ ከባቢ ብዝተወስደ ተበግሶን ሓያል ጻዕርን፡ ምሉእ ብምሉእ፡ ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ብዝለገስዎ ገንዘብ ከም ዝተሰርሐ፡ ናብ’ቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ፈለጥቲ ውሽጢ ንድምጺ ሰላምን ደሞክራስን […]