ጋዜጣዊ መግለጺ ሓባራዊ ኣኼባ ፖለቲካዊ መሪሕነታት ውድባት ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)

ጋዜጣዊ መግለጺ ሓባራዊ ኣኼባ ፖለቲካዊ መሪሕነታት ውድባት ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)   ንዝበዝሕ ዓቕምታት ዯንበ-ተቓውሞ ኤርትራ (ፖለቲካዊ ውድባት፣ ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣገዯስቲ ወልቀ- ሰባትን) ዝሓቖፈ ሃገራዊ ጽላልና (ኤሃባዯለ)፡ ሕዲር 2011 ምምስራቱ ዝፍለጥ’ዩ፡፡ ኣብ መስርሕ ጉዕዞኡ ብሰንኪ ዘጋጠምዎ ዕንቅፋታት፡ ናብ ዯውታ ኣትዩ ምንባሩ’ውን፡ ካብ’ቲ ዯላይ ፍትሒ ተቓላሳይ ህዝብና ዝተኸወለ ኣይኮነን፡፡ ነቶም ዘጋጠምዎ ዕንቅፋታት ንምእላይ፡ […]

ኣካቢ ዝሰኣነ ህዝቢ ኤርትራዊት ኣደ ደቀይ ኣዳልዩኒ ትብለና ኣላ።08/06/2017

ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ነዛ ንምንባር ሰላም ሲኢኖም ናይ ኣዲኦም ቅጫ ክይጸገቡ ካብ ዓዶም ዝረኸበ ይርከበና ኢሎም እግሮም ናብ ዝመረሖም በብመዓልቲ ንስደት ክውሕዙ ንሪኦም ኣለና።ጠንቂ ናይ ስደት ጥፋኣትን ተሓተትቲ ናይ ህግደፍ ስርዓት ኢኸውን።መንእሰይ ኤርትራ ሰሪሑ ተማሂሩ ንነብሱን ስድራቤቱን ክይረድእ ብኸብዱን ብኣፉን ኣሲሩ ንመጻኢ ዕድሉ ከምዘይ ሐስብ ካልእ ኣማራጺ የብለይን ኢሉ ናብ ሕማቅ ሐደገኛ መገዲ ከምዝኸይድ ዝተሰርሔ […]

ፈስቲቫል ፍንክፎርት 2017 ኣብ ቅርዓት ፍጹም ዓውደ ትግባረ ( Announcement Wednesday, 02 August 2017 22:36 Written by Neguse Tsegai Published in Festival Read 41 times) 

ፈስቲቫል ፍንክፎርት 2017 ኣብ ቅርዓት ፍጹም ዓውደ ትግባረ  ብሓልዮት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዎ ማሕበር ኣብ ጀርመንን ጨናፍር ሰዲህኤ ኣብ ኤውሮጳን ዝዳሎ ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2017 ካብ ዕለት 04-06.2017 ኣብ ኣደራሽ ዩንቨርስቲ ቦከንሃይም ቫርተ (Johann wolfgang Goethe –Universität, Mertonstr. 26-28, 60325 Frankfurt am Main) ከተማ ፍራንክፎርት ኣብትሕቲ ‘‘ሓቢርና ንቃለስ፡ ምልኪ ክድምሰስ‘‘ ዝብል ጭርሖ ዝውዕል፡ ምድላዋቱ ወዲኡ ኣብ ቅርዓት ፍጹም […]

An Eritrean man grieves over the body of his brother. When the rescue team boarded their ship, four lifeless bodies were carried up from the hold. Last year, the death toll on the sea route between Libya and Italy reached 4,579—the highest on record.

ዘሕዝን ዜና እዚ ትርእዩዎ ዘለኹም ኤርትራዊ ብዘጋጠመ ሐደጋ ሐዉ ኣብ ባሕሪ ኣብ ማንጎ ሊብያን ጥልያንን ጥሒሉ ሞይቱዎ፡ ኸም ካብ ሰብ ዘይተፈጥረ ንበይኑ መርየት ጸልሚታቶ ምስቲ ዝፈትዎ ሓው ዝተፈላለዩላ ሰዓት ኢያ። መንግስተ ሰማይ ያዋርሶ ፡ጽንዓት ይሃብኩም ንሙላኣት ስድራ ቤት።

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ንጥፈታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ _ ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ኣብ ኣውስትራልያ ግሃድኤ-ሕድሪ ህዝብናን ሃገርናን ካብ’ዚ ገባቲ ጉጅለ ህግደፍ ዝወስዶ ዘሎ ናይ ጥፍኣት ጉዕዞ ንምድሓን ንኣብ ኩሉ ክፍለ-ዓለማት ዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ሃገራዊ ግቡኣቶም ብዝበለጸ ደረጃን ብዝለዓለ ሞራልን ወንን ኣቓልቦ ንኽግበረሉን ብዝተወደበ መልክዑ ድማ ዝንበብ፡ ዝቚጸር፡ ከምኡ’ውን ዝርአ፡ ውጽኢት ዘለዎ ዕቱብ ተግባራዊ ዕዮታት ንኽገብሩ ህዝባዊ ምልዕዓል ንምግባር ይነጣጠፍከም […]

Migrant crisis: Italy blocks German aid ship at Lampedusa

www.bbc.com/news/world-europe-40802179 መንግስቲ ጥልያን  ንላምፓዱሳ ትጉዓዝ ዝነበረት መርከብ ናይ መንግስቲ  ጀርመን  ንምድሐን ስደተኛታት ጠጠው ኣቢላቶም።ምኽንያቱ ኻኣ ሕጊ ጥልያን ስለዘየፍቅድ፡ካብቲ ምንጭታት ዝሓበርዎ ጥልያን ናይ ውግእ መራኽብ ንገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝሰደደት ነቶም ብዘይ ሕጊ ዘጔዕዙ ዘለዉ ሸየጥቲ ደም ሰብ ንምርካብ ጻዕርታታ ከተካይድ ሙኻና ትሕብር።