ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያ።

ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ንሰንበት ዕለት 28 ጥሪ 2018 ኣብ ኣርችወይ ሰሜን ሎንዶን ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያም ልደታ፡ ሰፊሕ ዝኾነ መደብ ኣስተምህሮ ክቐርብ`ዩ። ኣብ`ዚ ኣጋጣሚ ተሳተፍቲ ናይ`ዚ በረኸት ንኽትኮኑ ክፉት ዕድመና ንኹሉ ህዝቢ ብኣኽብሮት ንሕብር። ሃዋርያዊ ዑደት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ ዓባይ ብርጣንያ!ብምኽንያት በዓለ ጥምቀት ጐይታና ኢየሱስ፡ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሃዋርያዊ ዑደት […]

Happy New Year to all ርሑስ በዓል ሐድሽ ዓመት ይግበረልና።

ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለኹም መቃልስትና ኤርትራውያን ንትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ቃልሲ ኣንጻርዚ ዓማጺ ስርዓት ዮሃና ንብል።ውጹዕ ሕዝቢ ኤርትራ ኣይትተሐለል ግዝየ ይነውሕ እምበር  ፍትሐዊ ቃልሲ ኢዩ ተዓዋቲ።መዝማዚ ስርዓት ዝዓንዋሉ ግዝየ ነዊሕ ኣይኮነን።በዚ ኣጋጣሚ ኻኣ ርሑስ ሐድሽ ዓመት ይግበረልና፡ኣብ እነካይዶ ዘለና ኣንጻር ዓመጽ ቃልሲ ኻኣ ዓወት ይሃበና።

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ብርግጽ ፣ ኣይምተቃለሰን ነይሩ !!!

ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ) ንኣይ ይመስለኒ ከም ዝነበረ ሕዝቢ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ዘካየደ ነጻነቱ ድሕሪ ምርግጋጹ ፣ ከምቲ ኣብ ጊዜ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝነበሮ ነተን ንትውልዳዊ ዝምድናኤን ታሪኸን ባህለን መበገሲ ብምግባር ብመንግስቲ ጥልያን ዝቖማ ንሱ (ሕዝብና) ከኣ እተሰማምዓለን ኣውራጃታቱ ፣ ወረዳታቱ ፣ ዓድታቱ ባዕሉ ንባዕሉ እናኣመሓደረ ብፈደረሽን መልክዕ ዝነብር መሲሉዎ ኢዩ ። ብናተይ ኣረዳድኣ ፣ ንከም […]

ሃይለ ገብረትንሳኤ ዘቢሄረ ሰራየ ኢንድያናፖሊስ ኢንዲኣና 24 ታህሳስ 2017

“ብዓል ባጀላ” ዶክተር፡ በርሄ ሃብተገርግስ/ መቶ ኣለቃ/ ናይ ኮለጅ መምህር/ ሽማግለ..!!!! ክቡራት ኣንበብቲ ዝዓበኹም ዝነኣስኩም፡ ሰብኣይኩም ሰበይትኹም፡ ዓበይትን ናእሽትን፡ ብሓባራ ህዝቢ ኤርትራን: ፈተውትን፡ ነዚ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፡ ርሑስ ልደት ንክርስትና ኣመንቲ፡ ይግበረልኩም። ናይ ሰላምን ራህዋን ዓመት ይግበሮ፡ እናበልኩ! ንናይ ዓመት መወዳእታ፡ ብሰብ ባጀለ ክዛዝሞ፡መሪጸ !!!። እንታይ ተረኽበ ምስ ሰብ ባጀላ? ትብሉ ትኾኑ። ትዕዝብተይ፡ […]