ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት

ሃገርና ኤርትራ ኣብ ከቢድ ኩሉ መዳያዊ ጸገም ኣትያ ከም ዘላ ዓለም ምሉእ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ዝዀነ ይኹን መባእታዊ ቀረብ ክረክብ ዘይተዓደለ፣ ፖለቲካ ንውሑዳት ኣካላት ጥራት ዝምልከት ኰይኑ ንኻልኦት ኤርትራውያን ገበን ዝዀነሉ፣ መሰረታዊ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላቱ ዘይተኸብረሉ፣ ብዘይሕግን ፍርድን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዳጐነሉ፡ ብሕጽር ዝበለ ፍርሒ፡ ጥመት፡ ድንቁርና ወዘተ ዓብሊሎም ንህዝብና ከሳቕዩ ይርኣዩ ኣለዉ። ንሱ ከይኣክል […]

History of the Ethiopia famine

The 1980s famine in Ethiopia caught the world’s attention and prompted generous aid and decades of long-term recovery. 1981 to 1984: Drought and conflict Civil war and periodic shortfalls of rain lead to poor harvests, especially in drought-prone northern Ethiopia. Some contested areas are inaccessible to aid organizations. The conflict also damages the economy. 1984: […]