ህግደፋውያን ኣብ ሎንዶን ዳውን ንብርጌድ ንሐመዱ ክብሉ ውዒሎም 09/22/2023

09/22/2023 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሰላማዊ ሰልፊ ብህግደፋውያን ተኻይዱ፡ደመኛታት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ደገፍቲ ስርዓት ኣብ ጽርግያ ሎንዶን ኣንጻር ብርጌድ ንሐመዱ ሰላማዊ ሰልፊ ዳውን ዳውን ክብሉ ውዒሎም ብሕጊ እቲ ዝሐሰቡዎ ናይ ምኽዕባት ገንዘብ ፈስቲቫል ኣብ ኩሉ ስለ ዝተኸልኸሉ ኣብ ጽርግያ ሳዕስዒት ጭርሖ ዝተሰነየ ኔሩ ንሱ ኻኣ ክልተ ሀይማኖትና ሸውዓተ ኣውራጃና ዳውን ብግርጌ ንሐመዱ ክብሉ ተሰሚዖም። እንተ […]

UN experts say Ethiopia and its allies, including Eritrea, are still violating human rights in the Tigray region.ው. ሕ. ሃ. ኢትዮጵያን እንተላይ ኤርትርያ ክሳዕ ሕጂ ኣብ ዞባ ትግራይ ሰብኣዊ መሰላት ይጥሕሱ ኸም ዘለዉ ይገልጹ።

https://www.aljazeera.com/news/2023/9/19/cimes-against-humanity-continue-in-ethiopia-despite-truce-say-un-experts?sf181901450=1&sf181902792=1

ኣብ ከባቢ ቀይሕባሕሪ 5.0 መርየት ኣንቀጥቂጡ ሰዓት8፡51 ናይ ምሸት 9/13/23 ጉዳኣት ይሐልዉ ኣይተፈልጠን።

ብምብራቕ ኣስማራ 9/13/2023 ሰዓት 8፡81 ምሸት ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጠሙ ኣሎ፡እቲ ማእከል ካብ ማሳዋ ባጽዕ ብሸነኽ ደቡብ ኣስታት 24 ኪሎ ሜተር ርሒቑ ኢዩ ኣጋጢሙ ዘሎ፡ እቲ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣስታት 9 ኪሎ ሜተር ርሒቑ እዩ ኣጋጢሙ፣ ኣብ ብምሉኡ ኽፋል ኤርትርያ ኸኣ ካብ ናብ ሙሉእ ኤርትራ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ ኪኸውን ይኽእል እዩ።ዋላ ሐንቲ ሪፓርት ካብ ኤርትራ ስጋብ […]