ተዘይ ትንውንወኒ መን መጽደፈኒ ኢዩ ነገራቱ

ሕቡራት መንግታት ኣመሪካ ብ 1/31/2020 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘውጸኦ ሕጊ እገዳ ንይ መገሻ እማመ እቲ ዲክታቶር ስርዓት ብትሪ ተቃዊሙዎ ።ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ሃገሩ ሃጽ ኢሉ ክጠፍእ ዝገበሮ እንተሎ እዞም ናይ ወጻኢ ሐይልታት ብገንዘብ ብንዋት ስለ ዝተሐባበሩዎም  ነዞም መንእሰያት ኣብ ሽግር ንኽሳጥሑ ዝገበሩዎም…

ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ 0 03 02 2020 Radio Erena: 03 February 2020

ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ብምዝልከት ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዘካይዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ብዘይካ’ቲ ምስ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዝህልዎ ርክብ፣ ምስ ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ፖል…

Long Beach Police asking public’s help locating 21-year-old critical missing person

The Long Beach Police Department is asking for the public’s help in locating 21-year-old critical missing person Abiel Tseggi. Tseggi, a resident of Long Beach, was last seen in the City of Dana Point by a Homeless Service Officer on Thursday, January 16,…