ሮኬት ናብ ህዋ ክውንጭፍ’የ ትብል ኢትዮጵያ! ሓትም ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ ኢትዮጵያ “’ኣልፋ-መለስ’ ንዝተባሃለት ሮኬት ኬሚካል ኣብ ውሽጢ ዓመት ንምውንጫፍ ትቀራረብ ከምዘላ ዋና ኣካያዲ ፕሮጀክት ስራሕ ስይንስ ኤሮስፔስን ኢንጂኔሪንግ ዳይናሚክስ መለስ ገሊፁ።  1/6/2015

Tuesday, January 06, 2015 ሰዓት’ቲ ከባቢ 23:55  Horn of Africa ሮኬት ናብ ህዋ ክውንጭፍ’የ ትብል ኢትዮጵያ!  ሓትም Share: ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ x ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ 05.01.2015 22:26 ኢትዮጵያ “’ኣልፋ-መለስ’ ንዝተባሃለት ሮኬት ኬሚካል ኣብ ውሽጢ ዓመት ንምውንጫፍ ትቀራረብ ከምዘላ ዋና ኣካያዲ ፕሮጀክት ስራሕ…

Canadian Mining Companies and Corporate Accountability  1/6/2015

Michael Kourabas | Monday January 5th, 2015 | Leave a Comment Canadian multinationals beware: Your home and native land may now be the forum of choice for plaintiffs seeking to bring international human rights lawsuits. In November, Canadian mining firm, Nevsun Resources, was…

Kenya’s President Visits Home of Eritrean Widow Lwam to Offer His Condolence

Kenya’s President visits home of Lwam Getachew and the Odinga’s www.caperi.com | January 5, 2015 Kenya’s President, Uhuru Kenyatta, has offered his condolences to Fidel Odinga’s widow, Eritrean Lwam Getachew, and his family during a visit to the Odinga residence. Kenyatta also met…

UNHCR Sudan, IOM Sudan, and the Government of Republic of the Sudan፡ protect Eritrean refugees in a severe state of danger!

On Wednesday evening 24th of December 2014 at least 21 Eritreans from the Shegarab-1 refugee camp in the eastern state of Kassala have drowned and at least 8 of them have died trying to cross the Atbara River in Sudan.  Although the…

ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባራት ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሞም  12/24/2014

ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባራት ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሞም ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ፡ ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ኣሃዱ ሰለያ ሓባራዊ…

ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ተረጋጊጹ

Radio Erena: 24 December 2014 ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርቢ 19 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ዓሰብ ሃንደበታዊ ምዕላብ ድሕሪ ምክያዳ፣…

ዜና ዕዉት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ /ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባ/

ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ን ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን /ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባ/ ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣጋ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 5፡00 ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ናይ ስለያ ኣሃዱ ሓባራዊ በርቃዊ መጥቃዕቲ ብምፍናው ብዓወት ተጸንቢሎም ብሰላም ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ተፈሊጡ። እዚ ኣብ…

ኣብ ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝጸንሐ ናይ ብሪጣንያ ዜግነት ዘለዎ ኤርትርዊ ሰለስተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ።  12/22/2014

እቲ ሃብቶም መርሓይ ዝተባህለ ወዲ 47 ዓመት ኤርትራዊ ምስ ካልኦት ደላሎን ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ሰባትን ብምትሕብባር ንሓያሎ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብመንገዲ ሃገራት ላቲን፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከምዘእተወ‘ዩ ተኸሲሱ። እቲ ኣብ ዱባይን ካልኦት ሃገራትን እናተንቐሳቐሰ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ክነጥፍ ዝጸንሐ…

North Korea skipping UN Security Council meeting Associated Press By CARA ANNA 32 minutes ago

   By CARA ANNA 32 minutes ago North Korea Refusing to Take Part in U.N. Security Council Meeting After Sony Hack  North Korea Refusing to Take Part in U.N. Security Council Meeting After Sony Hack UNITED NATIONS (AP) — An angry…