መንግስቲ ቦትስዋና፣ ኣቐዲሙ ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣጠንቂቑ Radio Erena: 04 November 201

    መንግስቲ ቦስትዋና ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ከውጽኦም ንላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- UNHCR ሓቲቱ። መንግስቲ ቦትስዋና ነዚ ሕቶ ዘቕርብ ዘሎ፣ ድሕሪ’ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝሃቦም ፖለቲካዊ ዑቕባ’ዩ። እቲ መንግስቲ ናብ UNHCR ኣብ ዘቕረቦ ጥርዓን፣ እቲ ትካል ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ከግዕዞም እንተዘይክኢሉ፣ ካብ ሃገሩ ክሰጎም ከምዝኽእል’ውን ኣጠንቂቑ።   ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ […]

ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ህዝባዊ ምንቅስቓ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ስዊጠርላንድ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣብ ደገን ውሽጥን ንለውጢ ለይትን መዓልትን ናይ ወትሩ ጸሎትካ ኮይኑ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ልባዊ ሰላምታና ነቅርብ።27.10.2015

ብምቅጻል ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ኣራዊታዊ ስራሕ ተጎልቢቡ፥ ንህዝባን መሬታን ኣብ ምዕናው መሰረታ ንምጥፋእ ንህልቂት ቀንዲ ሃብታ ዝኮነ ዕሸላታን ክኢላታታን፥ ኮነ ኢሉ ዘጥፍእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስሩ ክምሖ ዝጥለበሉ ውዓል ሕደር ዘየድልዮ ካብ ኤሪትራዊ መንእሰይ ኢዩ። ስለዝኮነ ድማ ዉፉያት መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ክፋል ናይቲ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾኑ፥ ህዝቢ ብማዕበል ተጓዒዙ ሓድነቱ ኣደልዲሉ […]

Saudi Arabia, U.A.E Paying Eritrea to Back Yemen Fight, UN Says Ilya Gridneff November 5, 2015 — 1:16 AM CST

Saudi Arabia and the United Arab Emirates are paying Eritrea to help fight its anti-Houthi military campaign in Yemen in an agreement that may violate United Nations sanctions against the Horn of Africa nation, according to a UN report. Eritrea is allowing the Arab coalition to use its land, airspace and territorial waters in a […]

What It’s Like Inside Asmara, One of Africa’s Most Isolated Capitals By MATINA STEVIS

Reporter visits Eritrean city, where stunning modernist architecture clashes with deep poverty In Asmara, Eritrea, a young man walks outside an abandoned building in central Asmara. On the roof is a poster of Eritrean fighters rising to the top of a hill, in honor those who fought in a 30-year struggle for independence from Ethiopia, […]

UN Security Council Considers Eritrea A Threat To Peace – Analysis

By Martin Plaut and Mirjam van Reisen*     The UN Security Council has concluded that the Eritrean regime remains a serious threat to peace in the Horn of Africa and the region as a whole. In a resolution adopted on October 23, the Council expressed concern at the evidence provided by UN experts who […]

ህዝባዊ ኣኼባ ንገምጋም ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኒዩ ዮርክ፡ 29 ጥቅምቲ 2015።

ንሕና ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ንርከብ ኣሰናዳእቲ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ብዛዕባ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ካብ ኣመሪካን፡ ካናዳን፡ ኤውሮፓን ዝመጹ ደለይቲ ፈትሕን፡ ደሞክራሲን ዝተሳተፉዎ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ከምኡ ኸኣ ብድሕሪ’ቲ ሰልፊ፡ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ንሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ዘሓይል ዘሕለፎ ውሳኔታትን፡ […]