Eritrea: government keeps tight restrictions on Church Catholic World News – July 10, 2015

The government of Eritrea, which has been cited by the UN for multiple human-rights abuses, exercises tight control over the Catholic Church, the charity Aid to the Church in Need (ACN) reports. Seminarians, like all young men, are required to undergo military training. Once they have received this training they are forbidden to leave the […]

ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን A Huge Public Rally against PFDJ Festival in Stockholm – Sweden

Written by SESADU Published: 10 July 2015 አገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት Svensk-eritreans samarbetsorganisation Important Public Announcementإعلانهام A Huge Public Rally against PFDJ Festival in Stockholm – Sweden مظاهرة حاشدة في ستوكهولم The Swedish- Eritrean Partnership for Democracy and Human rights/ SESADU in cooperation with other partners invites all activists for democracy and justice in Eritrea to […]

ኣገዳሲ ሓበሬታን መጠንቀቕታን

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ብሰንኪ ህግደፍ ትሳቐዩ ዘለኩም ደቂ-ሃገር   ህግደፍ እዋን ዕራርቦኡ ቀሪቡ ብውሽጥን ደገን ኣብ ዝሰሓገሉ ዘሎ ግዜ ንሕና’ውን ነቲ ክሳብ ሕጂ ዓቕምታትና ብዘፍቅዶ ክንሰርሖ ዝጸናሕና ንኣሽቱ ጸረ ህግደፍ ስርሒታት ኣበራቲዕና ሎሚ ህግደፍን ተሓባበርቱን በብሓደ ዝግብኦም መቕጻዕቲ ንህቦም ምህላውና ንሕብር። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተፈጸመ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዝተሓወሶ ሰውራዊ ስርሒታት […]

ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ስድራ ቤቶም ክሪኡ ናብ ኤርትራ ዝተመልሱ ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ ከም ዝተኣዘዙ ምንጭታት ሓቢሮም

ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ስድራ ቤቶም ክሪኡ ናብ ኤርትራ ዝተመልሱ ስደተኛታት ናብ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ ከም ዝተኣዘዙ ምንጭታት ሓቢሮም ካብ’ቶም ካብ ስርዓት ህግደፍ ኣምሊጦም፡ ብዙሕ መሰናኽላት ሰጊሮም ኣብ ሃገራት ምዕራብ በጺሖም ፖለቲካዊ ዕቑባ ምስ ረኸቡ፡ ኣብ ኤምባሲታት ህግደፍ ከይዶም፡ ብቋንቋ ህግደፍ ናይ ጣዕሳ ፎርም መሊኦም ምስ መንግስቶም ተዓሪቖም ዝበሃሉ ስደተኛታት፡ […]

ምስክነይቲ ኤርትራ እንታይ የጋጥማ ኣሎ? እዚ ስርዓት ብወግዒ ኲናት ኣውጁልና’ዩ።

ምስክነይቲ ኤርትራ እንታይ የጋጥማ ኣሎ? እዚ ስርዓት ብወግዒ ኲናት ኣውጁልና’ዩ። ብሚካኤል ፕላውት-ጋዘጤኛ ሰሙናዊት መጽሔት “ኒው ስቴይትስማን” 6 ሓምለ 2015 ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ጨቋኒ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ክትኩንኖ ክትእግዶ ክትቀጽዖ ዕለታዊ ይጽውዕ ኣሎ። እዚ ህዝቢ ዘይኢዱ’ዩ ረኺቡ። እቲ ስርዓት ንገዛእ ርእሱ ካብ ዓለም ተነጺሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ከም ዝንጸል ጌርዎ። ኣብ ኤርትራ ሎሚ ክልተ ጫፋት’ዮም ዘለው። […]

Goal achieved for Eritrea’s Teklehaimanot Published: 10 July 2015 Source: AFP  

    Great job ours Daniel Teklehaimanot! Proud of you, keep up excelling! Once the dictator is removed, you will achieve much more!!!     Daniel Teklehaimanot said he had achieved his goal after snaring the Tour de France polkadot jersey from Joaquim Rodriguez on Thursday. The 26-year-old Eritrean was part of a three-man breakaway […]

ኣብ ደቡብ ሱዳን 3 ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ ክቕተሉ ከለዉ፣ ሓደ ካልእ ነጋዳይ ብኻራ ተቐቲሉ።

By assenna on July 9, 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን መሪዲ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ደቡብ ሱዳን ብሰኑይ 6 ሓምለ፣ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ  ብግፍዓዊ መንገዲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።እቶም ኣብ Eastern Equatorial State ግዳይ ናይቲ መጥቃዕቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ኣቦን ወዱን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እዮም። እቲ ዜና ናብ ኣሰና ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን መንነት […]

ደሃይ ኣብ ኤርትራ፣ ነጋዶ ኤርትራ ኣብ ወጥሪ

By assenna on July 9, 2015 እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ ሓደ ምኽንያት ተኣጊዱ ዳርጋ […]

To Hgdefawian Where are those Eritrean Heroes ? and what did they do to anyone? If they did anything, why not bring them to justice

What is the different between Mengustu Haiylemariam and Isseyas ? Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara July 7, 2015 | UNITED… Eritrea: Council Asked information About G-15 members ,Asmara  July 7, 2015July 7, 2015United Eritrea MediaComment Asmara (HAN) July 7, 2015 –… UNITEDERITREAMEDIA.COM