January 18, 2021

UNITED ERITREA MEDIA

وسائل الإعلام الإريتري الموحدة

መጸዋዕታ ንኹሉኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣብ ህዩስተንን ከባቢኣን (International women’s day)

መጸዋዕታ

ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ህዩስተን ተክሳስ ዓለም ለኻዊ ደቂ ኣንስትዮ መዓልቲ ንምኽባር ፡ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ብሐባር ነቲ ጽንብል ኩውን ንምግባር ይሸባሸባ ከምዘለዋ ገሊጸን።
ፍትሒ ነታ እብ ጎዳጉዲ ተኣሲራ ዘላን ተኾርምያ ንውሉዳ ሲኢና ትነብዕ ዘላን።

 

Image may contain: 4 people, text

Instagram did not return a 200.