ገበነኛ ኢሰያስ ዘዋፈሮም ዘሎ ብሃሱሳት ሰዓብቱ ግብረሽበራ ኣትሪርና ንኹንን።

No photo description available.

ዕለት 26,2019 ኣብ ከተማ ለንደን ዝተፈጸመ ፍጻሜ ናይ ግብረሽበራ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማንኤል ኢያሱ ብደገፍቲ ህግደፍ ንሕና ከም ጋዜጠኛታት ነዚ ዝፈተኑዎ እሞ ዝፈሽሉ ኣትሪርና ንኹንን።ኢሰያስ ኣብ ውሽጢ ዝገብሮ ዘሎ ገበን ግህሰት መሰልን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ከይኣክል ኣብ ደገ ንዝቃወም ኤርትራዊ ኣብ ዘካይዶ ናይ ምፍርራሕ  ጎስጓስ፡ ንሕና ውን ነዚ ኩፉእ ተግባራቶም ኣብ ዘዘለናዮ ከተማ ንመንግስቲ ኣመዝጊብናዮም ምጽናሕ ኣገዳሲ ኢዩ።ኢሰያስ ናይ መጨረሽታ ዕርበቱ ስለ ዝኣኸለ ንሰዓብቱ ለኪሙዎም ክኸይድ መሪጹ ኣሎ።በዚ ኣጋጣሚ ንተቃላሳይ ጋዜጠኛ ኣማንኤል ኣብ ጎኑ ከምዘለና ነቶም ገበነኛታት ካኣ ፍርዶም ብጉብእ ክቅጽዑ ንላቦ።እዚ ኻኣ ኩሉ ኤርትራዊ ጉድ ኢሰያስ ንኽሰምዕ ኣብ ዝተፈላለየ ማዕከናት ተገዲሱ ይከታተል ስለ ዘሎ ብተወሳኺ ኻኣ ሳተላይት ኣሰና ናብ ውሽጢ ኤርትራ ኣትያ ተንጎድጉድ ስለዘላ ኣብ ፍርሕን ራዕድን ኣትዩ ስለዘሎ ኣፍ ውጹዓት ዝዓብሶ የለን ቃልስና ቀጻሊ ኢዩ።

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ

unitederitreamedia.com

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *