ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ኣብ ሃገረ ፈረንሳ

ዕለት 14/ 12/2019 ጽላል ከቕውም ኢዩ፣

Image may contain: text
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ሃገረ ፈረንሳ ፥
ዕለት 14/12/2019 ካብ
ሰዓት 1፣00pm ክሳብ 5፣30pm
ኣኼባ ከነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ዓቢዪ ብሃገር ደረጃ ዝቐውም ኤርትራውዊ ጥርናፈ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
“ሕሰም መሪሩዎ” ይኣክል ንምልኪ: ይኣክል ንስቕታ፡ ይእክል ንምፍልላይ“ ኢሉ ዝተላዕለ ኤርትራዊ፣ ኣብ ቐረባ ግዜ በብከባቢኡ ተጠርኒፉ ወከልቱ ንኽመርጽ ምድልዋቱ ወዲኡ ኣሎ። ህዝባዊ
ንቅስቓስ ኤሪትራውያን፣ ካብ ከተማታት ሓሊፉ ብደረጃ ሃገረ ፈረንሳ
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ሃገረ ፈረንሳ፣ ብኻብ ህዝቢ ዝተመርጹ ወከልቲ ኩለን ከተማታት ሃገረ ፈረንሳ፣ ናይ ሓሳብ ውህደት ጌሮም ነዚ ናይ ይእክል ማዕበል ናብ ግብራዊ ሓይሊ
ንምቕያር ንስራሕ ብዝተበገሱ ወከልቲ ኣብ ሓጺር ግዜ ክቀውም ዝዳሎ ዘሎ ጽላል ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ።

 

ኣብዚ ኣኼባ እዚ ሓፈሻዊ መልእኽቲ ባይቶ ይኣክል ሃገረ ፈረንሳ ክቐርብ ኢዩ፣ ንህዝቢ ተጋባኣይ ናይ ርእይቶን ለዎባን ዕድል ዝህብ ጊዜውን ተሰሪዑ ኣሎ።

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን እዚ ብዓይነቱ ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ተጌሩ ዘይፈልጥ ንጥርናፈ ኤርትራውያን ይኣኽል ንምልኽን ጽንተትን ኢሉ ተዳልዩ ዘሎ ኤርትራዊ ሓድነት ዘንጸባርቕ ዕለት፣ ምሳና ምስ

የሕዋትኩምን ኣሓትኩምን ሓቢርኩም ተሓጉስኩም ክትውዕሉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ኣንጀ ኮይኑ ኣድራሻ
Centre Jean Vilar
1 bis rue Henri Bergson
Angers france
49000

ብሰላም ምጹ ::

اخواني واخواتي الكرام ابناء الوطن الغالي، تدعوكم حركة كفاية للاجتماع الذى سيعقد بفرنسا بمدينة انجرس
بتاريخ 14/12/2019 والذي يعتبر أهم وأكبر تجمع علي مستوي الوطن، لينتقل شعبنا من الأقوال الي الأفعال في وحدة وتنسيق شديد حتي نتمكن من اقتلاع جذور هذا الدكتاتور الذي اهلك الحرث والنسل، وسوف يتم في هذا الاجتماع انتخاب ممثلين وتشكيل مجلس يمثل الشعب فنرجو منكم الحرص علي المشاركة لإنقاذ أهلنا ووطننا السليب.‎
عنوان مقر الاجتماع:

Centre Jean Vilar
1 bis Rue Henri
Bergson
A gers France
49000

 — with Zaki Tekle.

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *