ህጹጽ መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስቶክሆልም ኩልኻ ኤርትራዊ ብህዝብኻ ትሐምም ።

Image may contain: one or more people and text

1, ኣብ ግብጺ ገበን ዘይብሎም ክነሶም ብግጉይ ክሲ ኣብ ሓደ ከቢድ ገበን ዝፈጸሙ ገበነኛታት ዝፍረዱሉ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም ንዝርከቡ 5 ኤርትራውያን ኣሕዋትና መንግስቲ ግብጺ ንጉዳዮም ዳግመ ግምት ክህቦን፡ ከም ስደተኛታት መሰሎም ተሓልዩ ናብ ንቡር ሂወቶም ክምለሱ ምእንቲ ካብዚ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ ክፈትሖም ጻውዒትና ንምቕራብ፡ ኣብ ኣፍደገ ኢምባሲ ግብጺ ኣብ ስቶክሆልም ንድሕሪ ጽባሕ

ሮቡዕ 21/08/19 ካብ ሰዓት 11:00 -12:00

ኣብዚ ኣድራሻ ድምጽና ክነስምዕ ስለዝኾንና ተሓወሱና ። ኢምባሲ ግብጺ –

Strandvägen 35, 104 40 Stockholm

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *