ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ

Image result for unity is power images

ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ

ህዝቢ ኤርትራ ነታ ብኣሸሓት ዝኣክል ህይወት ደቁን፡ብምልዮናት ዝቑጸር ንብረትን፡ንዋትን ከፊሉ ዘምጸኣ ነጻነት ከየስተማቐረ ኣብ ትሕቲ ሕሱም ገዛኢ ካብ ዝቑረን እንሆ ልዕሊ 27 ዓመት በጺሑ ይርከብ።ሎሚ ድማ ውልቀ መላኺ ንሃገርና ብሽፋን ሰላም ንመሬት ኤርትራ ኣሕሊፉ ክህቦ ከሎ ንርኢ ስለዘለና፡ንሕና ኤርትራውያን ተቐማጦ ካስል ብጉዳይ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ንምምይያጥ ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ንሰንበት

ዕለት 26/08/2018

ኣብ Shilipp Scheidemann-Haus፡ HollandischeStr. 72-74 34127-Kassel:

ካብ ሰዓት 16.00 uhr

ኣብ ቀዳማይ ደርቢ፡ክፍሊ ገዛ 107 ክካየድ መዲብና ስለዘለና፡ኩሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ብተገዳስነት ክካፈሎ ብትሕትና ንዕድም።

ምስ ሰናይ ትምኒት ሽማግለ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን

ካስልን/ከባቢን ካስል/ጀርመን ዕለት፡09/08/2018

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *