ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒ ት ኤርትራውያን ሳንድየ ጎ جم ع ية س ن يت اإلري تري ة

ህዝባዊ ጻውዒት

ማሕበ ር ስ ኒ ት ኤር ትራውያ ን ሳ ን ድየ ጎ ኣ ብ መን ጎ መን ግስ ቲ ኤር ትራን ኢትዮጵያ ን ዝተገ ብረ ና ይ ሰ ላ ምውዕ ል እ ና ደ ገ ፈ፤ “ምድማር” ዝብል ኣ ን ፈቱ ዘ ይፍለ ጥ ኣ ምር ን ፡ ጻ ውዒትን ጌ ር ካ፣ ኤር ትራውያ ን መራሕቲ ከምተሳ እ ኑ ና ይ ኤር ትራ መን ግስ ቲ ና ይ ምሕደ ራ ስ ል ጣን ና ብ ካል እ ና ይ ጎ ረ ቤት መራሒ ብምስ ግጋ ር ዝተገ ብረ ና ይ ክሕደት ስጉምቲ ን ምቅዋምን ፣

1. ን ኩሎም ና ይ ሕል ና ን ፣ ና ይ ፖለ ቲካ እ ሱራትን ፣ ብዘ ይ ቅድመኹነ ትን ፣ ብዘ ይ ሎሚጽባ ሕን ሕጂ ን ክ ፍትሑን ፣ ካ ብ ሕጂ ን ን የ ው ዝኾነ ዜጋ ብዘ ይ ክ ሲ ከ ይእ ሰ ር ን ፣ ተጨውዩ ከ ይውሰ ድን ፣

2. ብዘ ይካ ስ ሩ ዕ ሰ ራዊት፣ ኣ ብ “ሃ ገ ራዊ ኣ ገ ል ግሎት” መራሕቲ ዘ ሎ ኩሉ መን እ ሰ ይ-ወተሃ ደ ር ብዘ ይ ሎሚጽባ ሕ ሕጂ ነ ን ዓዶም ክምለ ሱን ፣

3. ህ ዝብና ፣ ኣ ብ ውሽጢ ሃ ገ ር ይኹን ን ወጻ ኢ ን ምኻድን ፣ ብዘ ይ ገ ደብ ና ብ ድላ ዮም ክ ን ቀስ ቐሱን ፣ ክ ጽሕፉን ፣ ክ እ ከ ቡን ፣ መፈሳ ዊ እ ምነ ቶምብነ ጻ ብዘ ይ ሎሚጽባ ሕ ሕጂ ከምልኹን ፣

4. ቅዋማዊ መን ግስ ቲ ን ምትካ ል ፣ ኣ ብ ግዳም ዘ ለ ዋ ፖለ ቲካ ዊ ውድባ ት ኣ ብ መስ ር ሕ ቅዋም ሃ ገ ር ብዝተዋሕሰ መን ገ ዲ ብዘ ይ ሎሚጽባ ሕ ሕጂ ክ ስ ለ ፋን ፣

5. ሰ ራዊት ኤር ትራ ካ ብ ዝኾነ ና ይ ወጻ ኢ ዜጋ ትእ ዛ ዛ ት ተቐቢሎም ከ የ ተግብሩን ፣ ብመስውእ ቲ ጀጋ ኑ ዝተረ ኽበ ት ሃ ገ ር ብጅግን ነ ት ክ ከ ላ ኸሉን ፣ ን ምጽዋዕ ፡ –

ኩሎም ደ ላ ይቲ ፍትሒ ኤር ትራውያ ን ተቐማጦ ሳ ን ድየ ጎ ን ፣ ሎስ ኣ ን ጀለ ስ ን ፣ ኦ ረ ን ጅ ካውን ትን ፣ ሳ ን በ ር ና ር ዲኖን ፣ ፊኒ ክ ስ ኣ ሪ ዞ ና ን ፣ ቱሳ ን ን ፣ ኣ ብ ከ ተማ ሳ ን ድየ ጎ ን ቐዳም 21 ሓምለ 2018 ኣ ብ ኮ ር ትያ ር ድ መር ያ ት 595 Hotel Cir S, San Diego, CA 92108 at 2:30 PM ተኣ ኪብና ኣ ብ ክ ን ዲ ህ ዝብና ኵይን ና ን መን ግስ ቲ ኤር ትራ ነ ዞ ምኣ ብ ላ ዕ ሊ ተዘ ር ዚሮም ዘ ለ ዉ ጠለ ባ ት ህ ዝቢ ብቕጽበ ት ከ ተግብር ብስ ም ህ ዝብና ና ይ ጸ ቕጢመል እ ኽቲ ከ ነ መሓላ ል ፍ ብኽብሪ ን ዕ ድመኩም።

ማሕበ ር ስ ኒ ት ኤር ትራውያ ን ሳ ን ድየ ጎ

ሓምለ 17, 2018

 

ERITREAN SNEET ASSOCIATION

ማሕበር ስኒ ት ኤርትራውያን ሳንድየ ጎ

جم ع ية س ن يت اإلري تري ة

Public Announcement

The Eritrean Sneet Association in San Diego (ESA) supports of the peace Agreement signed between Eritrea and Ethiopia, but we oppose the undefined concept of “Summation” “Medemer”, and the unauthorized treasonous transfer of power to a foreign leader instead our own. ESA-SD therefore calls for a public meeting:

1. To immediately release all political, and prisoners of conscience; and to stop future arrests and kidnappings without due process of law

2. To rehabilitate all soldiers in the “National Service” and immediately return them home where they belong

3. To Immediately allow freedom of speech, the press, assembly, faith and allow freedom of movement within the country and exiting overseas.

4. To immediately Introduce a Constitutional system of government, and call for an immediate guaranteed return of all political organizations and activists in the Diaspora to participate in the process

5. To alert the military and other public servants to not obey orders from foreign entities, and must oppose and die in defence of the nation brought about by your fallen comrades.

We hereby call all Eritrean Justice Seekers in San Diego, San Bernardino Los Angeles, Orange County, Phoenix AZ, and Tucson AZ meet in the city of San Diego CA on Saturday July 21, 2018 at the Courtyard Marriott-595 Hotel Cir S, San Diego, CA 92108 at 2:30 PM to speak our people’s behalf pressure the government of Eritrea to implement the demands stated above.

Eritrean Sneet Association

July 17, 2018

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *