መስዋእቲ ኣብርሃም ነጋሲ ።

Image result for condolence candle light

 

ስዉእ  ሐርበኛ ኣብራሃም ነጋሲ ንቃልሲ ኤርትራ ብዘይ ተስፋ ሙቕራጽ ደኺመ ሐሚመ ኸይበልካ ብርክኻ ስጋብ ትዓጽፍ ተቃለስካላ ሃገር ኣብ መትከልካ ዝተሰዋእካ ሐርበኛ መሪሕ ምልክት ጽንዓት ቃልስኻ ኣብ ግብሪ ኣመስኪርካ ኢኻ።

ንመዋቲ ኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶ ከሙኡውን ጽንዓት ንሙሉኣት ስድራቤትን ንኩሉኹም ኣብ ቃልሲ ዘለኹም ገዳይም ሐርበኛታት ተጋደልቲን።

unitederitreamedia

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *