Eritrean Women’s Demonstration&Conference(ህጹጽ መጸዋዕታ ናይ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰላማዊ ሰልፊን ኮንፈረንስ)

እዚ ታሪኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብድምቀት ከቢሩ ንኽውዕል ናይ ኩልና ተሳታፍነት ይሐትት።ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ ክዕወት ኣብ መሪሕነትን ኣብ ኩሉ መዳያት ንክሳተፋ ምትብባዕ። ኩሉ ጽቅጠታተን ወጊድ ኢለን ካኣ ኣብ ጎኒ ደቂ ተባዕትዮ ከም ዝሳተፋ ምግባር።

Image may contain: 1 person, text

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *