ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ሎንዶን ዓባይ ብርጣንያ።

ብኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ንሰንበት ዕለት 28 ጥሪ 2018 ኣብ ኣርችወይ ሰሜን ሎንዶን ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ማርያም ልደታ፡ ሰፊሕ ዝኾነ መደብ ኣስተምህሮ ክቐርብ`ዩ። ኣብ`ዚ ኣጋጣሚ ተሳተፍቲ ናይ`ዚ በረኸት ንኽትኮኑ ክፉት ዕድመና ንኹሉ ህዝቢ ብኣኽብሮት ንሕብር።

ሃዋርያዊ ዑደት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ ዓባይ ብርጣንያ!ብምኽንያት በዓለ ጥምቀት ጐይታና ኢየሱስ፡ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሃዋርያዊ ዑደት ክገብሩ ምኻኖም ብሓጎስ ነበስር።

Posted by Revd John Ghebrehiwet on Wednesday, December 27, 2017

ናይ`ቲ ዕለት ዝርዝር መደባት፦ 07፡30 ክሳብ 12፡00 ቅዳሰ፡

12፡00 ክሳብ 13፡00 ምሳሕ፡

13፡00 ክሳብ 17፡00 መደብ ኣስተምህሮን ሕቶን መልስን።

ኣድራሻ፦St Mary Eritrean orthodox church Archway Archway methodist church, N19 3TD opposite to Archway station.

ብድሓን ምጹ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *