ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለኹም መቃልስትና ኤርትራውያን ንትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ቃልሲ ኣንጻርዚ ዓማጺ ስርዓት ዮሃና ንብል።ውጹዕ ሕዝቢ ኤርትራ ኣይትተሐለል ግዝየ ይነውሕ እምበር ፍትሐዊ ቃልሲ ኢዩ ተዓዋቲ።መዝማዚ ስርዓት ዝዓንዋሉ ግዝየ ነዊሕ ኣይኮነን።በዚ ኣጋጣሚ ኻኣ ርሑስ ሐድሽ ዓመት ይግበረልና፡ኣብ እነካይዶ ዘለና ኣንጻር ዓመጽ ቃልሲ ኻኣ ዓወት ይሃበና።