ኣቦወንበር ህዝባዊ ግብባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር ናይ ገዛ ኡሱር ኮይኑ
ኣብ ዝሓለፈ ቅነ ኣቦ ወንበር ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር እሰያስ በዚ ዝገብሮ ዘሎ ናብውድቀት ዝዓይነቱ ዕልቅልቅ ሓንሳብ ደቂ 60 ናብ ተዓሊም ክትወርዱ ኣለኩም እንተዘይ ወሪድኩም መሻርፍ ንስድራቤትኩም ኣይክዋሃቡን እዮም እንዳበለ ሃገር ብምልእታ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ጊዜ ክትነብርን ኣይክትነብርን በጺሓቶ ዘላ ጊዜ ኤሪትራን ህዝባን ኣብቲ ናይ መወዳእታ ተበጺሕዎ ዘሎ ዘበን ኣቦወንበር ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብትብዓት ሃገርን ህዝብን ኣብቲ ናይ መወዳእታ በጺሑ ስለ ዘሎ ቅድሚ ዝኮነ ይኩን ኩነት ንእሰያስ ሃገር ክትመርሓ ስለ ዘይከኣልካ ብዝቀልጠፈ ሪዛይን ክትገብር ኣለካ ኢልዎ።
ድሕርዚ ኣቦወንበር ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር ካብ ገዛ ንከይወጽእ ብጸትታ ናይ ኢሰያስ ገዛ ናይ ሮሞዳን ብሓለዋ ተከቢቡ ኣሎ፡ እዚከኣኒ ቅድሚ ሱግምቲ ምውሳዱ ሰባት ወዲብሉ ከይከውን ገጀፍቲ መጽናዕትታት የካይድ ኣሎ፡ ንጊዚኡ ግን ናይ ገዛ እስረኛ (house prison) ኮይኑ ንክጸንሕ ብፍላይ ከኣ ኣብቶም ላዕሎዎት መሪሕነት ህ ግ ደ ፍ ከኣኒ ናይዚ ሰሙን እዚ ኣዛራቢ ኩነታት ኮይኑ ኣሎ፡ ብተወሳኪ ሓቢሪታ ከኣ ኣብ ዝሓለፈ ቅነ ንዒማሮ ከኣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእቲዎ ኣሎ።
http://gereger.com/data/media/62BbZV.pdf